ናይ ህዝቢ መጓዓዚ ትራንስፖርት

ናይ ህዝቢ መጓዓዚ ትራንስፖርት

ኣብ ትራንስፖርት መጓዓዚ ህዝቢ እንታይ ሕሱር ቐረብ ኣሎ?

እቲ መዘጋጃ ቤት ንህዝቢ ትራንስፖርት ዝተወሰነ ቑፅሪ ዘለዎም ትረንስፖርት መጓዓዓዚ ህዝብታት ብመዓልታዊ ፍቓድ መዘዋወሪ ብሕሱር ክፍሊት የቕርብ እዩ። ካብዚኣቶም ኣገልግሎታት በቲ ሓደ ኣቢልካን ብዝኾነ ኔትወርክ ህዝቢ ንምሉዕ መዓልቲ ተጠቂምካ ኣብ መላዕ ስዊዘርላንድ ክትጓዓዓዝ ትኽእል። እዚኦም መዓልታዊ ኣገልግሎታት ሰባት ብዝያዳ ዝደልዩዎም እዮም። ስለዝኮነ ድማ ዝኾነ መዓልቲ በቲ ፍቓድ ክትጥቀም እንተደሊኻ ኣብ ዝጥዕመካ እዋን ናብቲ ቤት መዘጋጃ ክትውከስ ኣሎካ።