ዜግነት ምሃብ (ናቹራላይዜሽን)

ዜግነት ምሃብ (ናቹራላይዜሽን)

ብዛዕባ ዜግነት ኣወሃህባ ኣበይ እዩ ሓበሬታ ክረክብ ዝክል?

ዜጋታት ወጻኢ ዓዲታት ኣብ ስዊዝ ዜግነት ምርኻብ ቀሊል እዩ። እዚ ግን ሽዑ ንሽ ወይ ኣዚዩ ብቕልጡፍ ዝግበር ኣይኮነን። ስለዚድማ ብመንግስቲ ካንቶን ኣብቲ ዝነብሩሉ ዝርከብ መዘጋጃ ቤት ብፋሉይ ዝተቀመጡ ዝተፈላለዩ መስፈርቲታት ከማልኡ ኣለዎም።

 

ቤት መዘጋጃ ካንቶንን መንግስቲ ኣብ ከይዲ ዜግነት ምሃብ ይሳተፋዮም። ብካሊእ ኣበሃህላ እቲ ከይዲ ስለስተ ብርኪታት ኣለዎም። ኣብ ዝነብሩሉ ከባ ዝርከብ ቤት መዘጋጃ ይራከቡ። ወይድማ Graubünden ቤት ጽሕፈት ስደተኛን ሕጊ ሰቨል ሓበሬታ ብምርኻብ ብከመይ ከም ዘመልክቱ ዘሎ መስፈርቲታትን ብከመይ መንገዲ ከምዝስርሕ ሓበሬታ ይወስድ። መመልከቲኦም ኣድላይ ዝኮኑ ሰነዳትን Amtfür Migration und Zivilrecht (ቤት ጽሕፈት ስደተኛታትን ሰቪል ሕጊ) የቅርቡ።

 

ከምኡውን ብጣዓሚ ቀሊል ከይዲ ዜግነት ምሃብ ኣሎ እዚ ማለት ኣብ ትሕቲ ንጹር ኩነታት ናይ ስዊዝ ዜግነት ዘለዎ/ዋ በዓል ገዛን ናይ ስዊዝ ዜግነት ዘለዎ/ዋ ቆልዓት ናይ ስዊዝ ዜግነት ዘይረከቡ እንትኮኑ እዩ። እዚ መመልከቲ ብቀጥታ ዝቀርብ Staatssekretariatfür Migration (ቤት ጽሕፈታት ኢሚግሬሽን (SEM) እዩ።