ኢንሹራንስ ጥዕና ሓለዋ

ኢንሹራንስ ፋንድ ጥዕና ሓለዋ ኢንሹራንስ ዝረክብ መንን እንታይ ዝኮነዩ?

ኢንሹራንስ ፋንድ ጥዕና ሓለዋ ኢንሹራንስ ዝረክብ መንን እንታይ ዝኮነዩ?

ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብር ዝኮነ ይኹን ሰብ ውሕስና ኢንሹራንስ ፈንድ ጥዕና ሓለዋ (krankenkasse) ምርካብ ግድነት ዘለዎ እዩ። እዚ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ውሕስና ዝህቦም እንትሓሙ ወሊድ ወይድማ ሓደጋ እንትበጸሓምዩ። እዚ ማለት ዝተወሰነ ዶክተር እንትበጸሓምዩ። እዚ ማለት ዝተወሰነ ዶክተር ኣብዝጉብኝዮም እዋን ዘሎ ዋጋን ኣብ ሆስፒታል ዝጸንሑሉ ወይድማ ዝተወሰነ ዝወስድዋ መድሃኔት ዋጋ ጥራሕ ናይ ምክፋ እጃሞ ይህልዋም። ዝተረፈ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ይከፋሎ።

 

መሰረታዊ ኢንሹራንስ ግድነት ዘለዎ ተባሂሉ ይፍለጥ። ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፈንድ ኹሉ ሰብ ኣብ መሰረታዊ ኢንሹራንስ ዕድመን ጥዕናን መሰረት ከይገበረ ዘከትት እዩ። ሰበት ደስ ዝበሎም ኢንሹራንስ ጥዕና ፋንድ ይመርጽ።

 

ዝኮነ ይኹን ሰብ ንተመሳሳሊ ጥቅሚታት ብመሰረታዊ ኢንሹራንስ ይሸፈን። እዚ ዘከትቶ ንኣብነት ኣብ እዋን መጥባሕቲ ብዶክተርን ኣብ ሆስፒታል ዝግበር ብዶክተር ዝወሃብ ዝወሳድዋ መድሓኒታትን ምርመራ ላብራቶሪ ሳይኮትራፊ ኣብ እዋን ጥንሲ ዝግበር ክትትል ክታቦት ናይ ሕጻናት ዶክተር ክትትል ሕክምና ከምኡወን ሓደ ሓደ ናይ ሕጸጸ እዋን ትራንስፖርት ዘካተተ እዩ። ኣብዚ መሰረታዊ ኢንሹራንስ ስታንዳርድ ናይ ሰኒ ሕክምና ኣይካተትንዩ።

 

ተወሳኺ ክፍሊት ንዝትኸፍለሉ ብሉጽ ኢንሹራንስን ብናጻ ድሌትካ ወይ ብወለንትኻ ክትምዝገብ ትኽእል፡፡ እዚ ክፍሊት ዝክፋል ንተወሳኪ ትቅሚታት እዩ ንኣብነት ናይ ሰኒ ሕክምና ወይድማ ኣብ ነጸላ ወይድማ ክልተ ሰባት ክፋ ሆስፒታል ንምቾት እዩ። ቶብ ኣፕ ዘይብሉ መሰረታዊ ኢንሹራንስ (ጠቅላላ ኢንሹራንስ) ኣብ ጠቅላላ ዋርድ ኣርባዓተ መቀደሲ ዓራት ንምጸናሕ ዝክፋልዩ።

 

ኢንሹራንስ ፋንድ ጥዕና ኢንሹራንስ ሓደጋ ዘካተተ እዩ። ሰራሕተኛ ሰባት ይኹንደኣ በመሰርሒ ዝበደሓም ሓደጋ ውሕስና ኣለዎም። ምናልባት እዚይ ዝምልከቶም እንተደኣኮይኑ ንኢንሹራንስ ሓደጋ እቲ ፕሬመም ክቅንሶ ዝክእል ካልዓል ክሕትቱ ይክእሉዮም።