ኣበል ስድራ ቤት

ኣበል ስድራ ቤት

ኣበል ስድራ ቤት መንዩ ዝቅበል?

ኹሎም ስራሕተኛታት ብዘለዎም ሕጻወንቲ ኣበል ስድራ ቤት ይረክቡ። እዚኦም ዝስዓቡ ክፋሊት ብካንቶን Graubünden (ካብ ጀንዋሪ 2021 ጀሚሩ):-

 

  • CHF 220 ኣብ ወርሒ ብሕጻን
  • CHF 270 ኣብ ወርሒ ኣብ ትምህርቲ/ስልጣን ዘሎ ሕፃንካብ 16 ክሳብ 25 (ኣበል ትምህርቲ ተባሂሉ ይፋሊጥ)።

 

ኣበል ስድራ ቤት ዝዓበየ እቶት ንሳድራ ቤት ዘምደኡ ወለዲ ይከፋም።

 

ንኹሎም ናይ ካንቶን ሰባት ስራሕ ኣልቦ ንስድራ ቤት ኣበል ይፈቅድዩ። ኣብ ካንቶን of Graubünden ቀረጾ ዝቅረጸ እቶት ካብ CHF 43,020 ሕልፊ ዘይኮነዩ (ካብ ጀንዋሪ 2019 ጀሚሩ) እዚ ማለት ስፋሓት ዘለዋ ስራሕተኛ ንምሕጋዝ ወይድማ ተወሳኪ ንእሽቶ እቶት ዘለዎም ተማሃሮ ንምሕጋዝዩ ንኣብነት።

 

ናይ ባዓሎም ስራሕ ዘለዎም ሰባት ኣብ ቤት ጽሕፈት መካሓሓሲ ዝተመዝገቡን እንተወሓደ እቶት CHF 7,170 ኣብ ዓመት ዘለዎም (ከም ጀንዋሪ 2021) ኣበል ስድራ ቤት ይፈቅደሎም።

 

ብኣጠቃለሊ ስራሕተኛታት ኣበል ስድራ ቤት ከም ክፋ ደመወዝ ብመስርሒ ይወሃቦም። ካንቶን of Graubünden ክፋሊ ማሕበራዊ ድሕንነት ስራሕ ኣልቦ ወይድማ ናይ በዓሎም ስራሕ ዘለም ስድራ ቤት ኣበል ስድራ ቤት ይከፍል።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Sozialversicherungsanstalt des Kantons Graubünden

    ናይ Graubünden ካንቶን ትካል ማሕበራዊ መድሕንOttostrasse 247000 Chur081 257 41 11www.sva.gr.ch