ጡረታ ሰራሕተኛ

ጡረታ ሰራሕተኛ

ብከመይ እዩ መርሓ ግብሪ ጡረታ ስራሕተኛ (2ይ ዓሚዲ) ዝዳለው?

እቲ ፋላማይ ጡረታ ዓበይቲ ኣረጋውያን AHV እዩ። እዚ ብመሰረት ወድያው ምስ ከድካ ዝካፋል መምርሒ እዚ ናይ ስራሕ ከይዲ ጡረተኛ ሰቢት ጡረታ ምክፋል እዩ። ካልኣይ ዓሚድ ኣሎ ጡረታ ስራሕተኛ ክሳብ ዝተቀመጠ ናይ ዕደመ ወስን ዝክፋ ጡረታ እዩ። እዚ ብመሰረት ንጡረታ ዝከውን ገንዛብ ምዕቋር (Vorsorgesparen) እዩ። ኣስተዋጸኣታት ይከፋሉን ጡረታ ምስወጸኡ እዚ ዘዋጻእዋ ተሓሲቡ ይክፈሉ።

 

ብዙሓትን ዝተፈላለዩ ፋንድ ጡረታን ኢንሹራንስ ኩባንያታት ናይ ስራሕ ጡረታ የዳልዩ። ምስ AHV ክሳብ ዝኮኑ ኹሎም ተቆጸሮም ዝስርሑ ስራሕተኛታት ብፋድ ጡረታ ወሕስና ክረክቡ ዝገብር እዩ። ብፋሉይ ዝተቀመጡ ኣለዋ። ንኣብነት ኣብ ዓመት ትሕቲ CHF 21, 150 እቶት ዘለዎም (ከም ጀንዋሪ 2016) ናይ በዓሎም ስራሕ ንዛልዋም ሰባት ጡረታ ስራሕተኛ ክወሳድ ዘገደድ ግዴታ የለን። ይኹን እንበር ምናልባት እንተደኣ ድልየት ሃልዋም ኣስተዋጸኦ ፋንድ ጡረታ ክገብሩ ይክእሉ። ኣብ መብኣዛሕተቲኡ ዋኒናት ናይ ኢንዲስትሪ ማሕበራት ንውልቀ ስራሕተኛ ጡረታ ስራሕተኛ የዳልዩዮም።

 

ፋንድ ጡረተኦም ምስ ዓመታዊ መግለጸ ይቀርበሎም። ካብ ካልኦት ነገራት ማእከል ክንደይ ዝከወን ገንዘብ ከምዝኣቆሩ እዚ ጡረታ እዚ ከምዝወሃቦም ይፋልጡ። ኣን ትሕቲ ዝተወስኑ ኩነታት ዘለዎም ኣጠቃላሊ ገንዘብ ይቀርበሎም። ኣብ ትሕቲ ዘስተወሰኑ ኩነታት ኹሉ እቲ ዝተዓቋረ ገንዘብ ይክፋሎም ንኣብነት ስዊዘርላንድ ንመወዳእታ ጊዜ እናለቀቁ እንተኮይኖም። ናይ በዓል ሞያ ኤክስፐርት ምክሪ የድልዮምዩ ይኩን እንበር ቅድሚ እዚ ብርኺታት እዩ።