ናይ ወላድነት ናይ ምዕባይ ሓላፊነት

ናይ ወላድነት ናይ ምዕባይ ሓላፊነት

ናይ ወላድነት ናይ ምዕባይ ሓላፊነት

ወለዲ ስለደቆም ድሕንነትን መሰል ኣግባብ (ግዴታ) ኣለዎም። እዚ እንትበሃል ንኣብነት ምንክብክብን፣ ምዕባይ ትምህርቲ ክረክቡ ምግባርን እቲ/ታ ሕጻን ዓርሶም ክሳብ ዝክእሉ እዋን (18 ዓምት ክሳብ ዝመልኦም) ብህጊ ናይ ምውካል ዝኣመሳሰሉ ይካተት። ካብዚ ብተወሳኪ ወለዲ ደቆም ዝነብርሉ ስፍራ ምውሳንን ንብረት ምምሕዳር መሰል ይህልዎም፡

 

ሓዳር ዝገብሩ ወለዲ ብዕድመ ዐርሶም ዘይከኣሉ ደቆም ብሓባር ናይ ምዕባይ መሰል ኣለዎም። ሓዳር መርዓ ዘይገበሩ ዘይብሎም ወለዲ እንተኮይኖም ውን ብሓባር ደቆም ምዕባይ ይክእሉ እዮም። ነቶም ሕጻናት (ደቆም) ብሮ ምዝገባ ናይ ወላድነት ኣፍልጦ ኣብ ዝህበሉ እዋን ናይ ወለዲ ናይ ምዕባይ ደቆም ሓላፊነቶም ብተመሳሳሊ እዋን ምእዋጅ ይክእሉ። ወይድማ ድሕሪ ኣፍልጦ እዚ ኣብ ስዊዝ ናይ ሕጻውንቲን ዓበይቲን ሓለዋ በዓል ስልጣን (Kindes-und Erwachsenenschutzbehörde KESB) ሸነክ ምክባር ይክእሉ።