ተወለድቲ ክልተ ዓዲ ዝኾኑ መጻምድቲን ስደራ ቤታትን

ተወለድቲ ክልተ ዓዲ ዝኾኑ መጻምድቲን ስደራ ቤታትን

ተወለድቲ ክልተ ዓዲ ዝኾኑ መጻምድቲን ስደራ ቤታትን

ኣብ ስዊዘርላንድ ካብ ሰለስተ ሓዳራት ሓዲኡ ኣብ መንጎ ናይ ክልተ ዓዲ ተወለድቲ ዝግበር ሓዳር እዩ፤ ማለትውን ስብዓይን ሰበይቲን ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዜጋታት እዮም። ኣብ መንጎ እዚኦም መጻምድቲ ዝለዓሉ ሕቶታትን ዘጋጥሙ ጸገማትን ኣብ መንጎ ናይ ሃደ ዓዲ መጻምድቲ ምስዘጋጥሙ ሕቶታትን ጸገማትን ሓደ ዓይነት እዮም። ይኹንምበር ብሓባር ኣብ ምንባር፤ ኣብ ተመኵሮ ስደተኝነት፣ ኣፈላላይ ባህሊ ወይ ኣብ ሕጋዊ ፍሬምወርካት ጽልዋ ዘሕድሩ ኻልኦት ረቋሒታት ሕጊ፣ ባህሊን ፋይናንስን ኣለዉ። binational.ch ናይ ሓበሬታ ፕላትፎርም በዚ መዳይ እዚ ንዝለዓሉ ሕቶታት መልሲ ይህብ እዩ። እዚ ሓበሬታ ብቋንቋ ጀርመን፣ ብእንግሊዝኛ፣ ብፈረንሳይኛን ብስፓንሽን ይርከብ።