ናብ Graubünden እንቋዕ ደሓን መጻእኩም

ናብ Graubünden እንቋዕ ደሓን መጻእኩም

ናብ Graubünden እንቋዕ ደሓን መጻእኩም

ኣብ ቀረባ እዋን ናብ Graubünden ካንቶን ተንቀሳቒስኩም ዶ? ሂወት ኣብ Graubünden ብሓፈሽኡ ድማ ኣብ ስዊዘርላንድ ከመይ ረኪብኩምዎ?

 

እዚ ክፍሊ ኣብ ኣርእስቲ ዕለታዊ ናብረኦም ሓበሬታ ዝሐዘ ክከውን ከሎ ብቐሊሉ ድማ ኣብ Graubünden ሂወት ንክለምዱ ጠቓሚ ሓበሬታ ከምዝኮኖም ተስፋ ንገብር። ተወሰኸቲ ጠቐምቲ ሓበሬታት ኣብ ናይቲ ካንቶን እንካዕ ደሓን መጻእኩም ብሮሸር ብ 19 ቋንቋታት ተጻሒፉ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

 

ምስቲ ሓዱሽ ሂወት ንባዓልኩም ኣላምዱ፣ ጉረቤትኩም፣ ከባቢኩም፣ ማሕበረሰብኩም ንምልላይ ስራሕኩም ንምስላጥ ኣብቲ ከባቢ ንዝዝረብ ቋንቋ ተማሃሩ። ኣብ ሕብረተሰብናን ኣብ ማሕበራዊ ሂወትን ምሉእ ተሳትፎ ንክትገብሩ ንደሊ ኢና!

 

ሂወትኩም ቀሊል ንምግባር ዝተጣየሸ ክፍሊ ምስ ምልማድ ሂወት ዝዛመዱ ሕቶታት መልሲ ዝህብ ክከውን ከሎ ሂወት ኣብ Graubünden ጽቡቕ ምጅማር ከምዝህልወኩም ተስፋ ንገብር።

 

መጋጠሚታት (ሊንክ)

  • Informacione për të ardhur të rinj
  • معلومات للنازحين الجدد
  • Informacije za novodoseljene
  • معلومات برای تازه کوچ کردگان
  • Informationen für Neuzuziehende
  • Information for new residents
  • Mga kaalaman para sa mga bagong dating sa bansa
  • Información para nuevos residentes
  • Informations destinées aux nouveaux résidents
  • Informazioni per nuovi arrivati
  • Zaniyarî ji bo kesên nûhatî
  • Informações para novos residentes
  • Информация для новоприбывших
  • Macluumaad loogu talagalay soogalootiga cusub
  • புதிதாகக் குடியேறுபவர்களுக்கான தகவல்கள்
  • ข้อมูลสำหรับบุคคลที่ย้ายมาใหม่
  • གསར་དུ་འབྱོར་བ་རྣམས་ཀྱི་ཆེད་བརྡ་ཁྱབ།
  • ሓበሬታታ ንሓደስቲ ተጣየስቲ (መጻእቲ)
  • Yeni taşınanlar için bilgiler
  • ዓእሩኽ

    ዓእሩኽ

    • Fachstelle Integration Graubünden

      ናይ Graubünden ናይ ጉዳይ ውህደት ዲፓርትመንትGrabenstrasse 17001 Chur081 257 26 38www.integration.gr.ch