ሕጋዊ ሓበሬታ

ሕጋዊ ሓበሬታ

ሕጋዊ ሓበሬታ

ብናይ Graubünden ካንቶን ብማህበር ክኢላታት ሕጊ ዝሳለጡ ማእኸላት ምኽሪ ሕጊ

ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዞባ (ካንቶን) ግራይሶንስ፡ ኣብ ግራይሶንስ ባር ኣሶሲየሽን (Grisons Bar Association) ዝሰርሑ ሰብ ሞያ 10.00 CHF ጥራይ ብምኽፋል ናይ ሕጊ ምኽሪ ይህቡ። ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት፡ ኣበይን መዓስን ክትረክብ ከምእትኽእል ዝገልጽ ሓበሬታ ኣብ ናይ ዞባዊ ነጋሪት ጋዜጣን ካልኦት ጋዜጣታትን ምርካብ ይካኣል www.grav.ch

 

ጠበቓ ምድላይ

ኣብ ከባቢኹም ጠበቓ ዝትረኽባሉ እቲ ብሉጽ ሜላ ኣብ “Rechtsanwalt” ወይ ኣብ “Advokaturbüro” ዘሎ ናይ ተሌፎን ቁጽሪ መወከሲ ምርኣይ እዩ