ስራሕ ወለንተኛታት

ስራሕ ወለንተኛታት

ስራሕ ወለንተኛት እንታይ ማለት እዩ?

ኣብ ስዊዘርላንድ ካብ ዝነብሩ ውሽጢ ከባቢ ርብዒ ክፍሊት ኣብ ዘይክፈሎ ስራሕቲ ብነፃ ድልዮቶም ይሳተፉ። ብወለንትኦም ንማህበረሰቡ ዘገልግሉ ኮይኖም ክፍሊት እውን ኣይጽበዩን። በዚውን ብወለንትኻ ወይ በነፃ ድልየት ዝስራሕ ስራሕ ተባሂሉ ይፍለጥ።

 

ከምዚኦም ዓይነት ስራሕቲ ብክለባት ማሕበራት ረድኤት ወሃብቲ መንግስታዊን ህዝባዊን ውድባት ይዘጋጀው። ብነፃ ድልየት ዝውሃብ ግልጋሎት ወይድማ ስራሕቲ ብዛዕባ ባህሊ፣ ከባቢ፣ ስፖርት ወይድማ ተዛመድቲ ንጥፈታት ክከውን ይኽእል፡

ርክብ

ርክብ

  • Benevol Graubünden Fach- und Vermittlungsstelle für Freiwilligenarbeit

    BenevolGraubünden ኤጀንሲ ንጥፈት ወለንተኛታትSteinbockstrasse 27000 Chur081 258 45 84www.benevol-gr.ch

“Dossier freiwillig engagiert”? እንታይ እዩ?

ክለባትን ውድባትን ባኣባላቶም ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዘረጋግፅ ኦፊሻላዊ ሰነድ ክህቡ ይኽእሉ። እዞ ተግባር በዓርሶ ነፃ ድልየት ዝስርሑ ስራሕቲ ዋጋ ከምዘለዎም ንምሕባርን ክብሪ ንምሃብን እዩ።

 

ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣብ ሰነድ ወይድማ ከም መርትዖ ኣብቲ ናይ ውድብ ወይድማ ትካል ፎልደር ክትሓዝ ይኽእል። እዚ ድማ ንዝድለ ክእለታትን ሞያን ንምፍላይ፣ ብነፃ ድልየት ንዝውሃቡ ኣገልግሎታት ንምብርትታዕ ይሕግዝ። ንስራሕ ክብሪ ዝህቡ ሰባት ኣብ ኩሉ ዓለም ከምዝኽበሩ ኩሉ ብሰነድ ምሓዝ ክብሪ ንዝግብኦም ክብሪ ንምሃብ ይሕግዝ።

መጋጠሚታት (ሊንክ