ሂወት ኣብ Graubünden

Leben in Graubünden

ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ መንበሪ ፍቓድካ ኣበይ ከምእትረክብ ኣብ ማሕበራዊን ባህላዊን ህይወት ህዝባዊ በዓላት ከመይ ከም እትሳተፍ ኣባል ክለባትን ማሕበራት ካንቶን Graubünden ምዃን ዘለዎ ጥቅምታት ከምኡውን ሕቶታት ብዛዕባ ኣነባብራ ሂወት ኣብ Graubünden ዝብሉን ካልኦት ንልምምላስ ምስ እትደልዩ ናብ ክፍሊሂወትኣብ Graubünden ዝብል ተወከሱ፡፡