ኣብ እዋን ዕረፍቲ

ቀረባት ኣብ ናይ ዕረፍቲ እዋን

ቀረባት ኣብ ናይ ዕረፍቲ እዋን

እዋን ዕረፍቲ፣ ጸወታ፣ ምንቅስቓስን፣ ምዕራፍን ንጥዑይ ኣተዓባብያ ቆልዓ ኣገደስቲ ረቛሒታት እዮም። ኣብ ብዙሓት ኮማት ዝተፈላለየ ቀረባት እዋን ዕረፍቲ ይርከቡ። ጋንታታት ስፖርት ንቆልዑን መንእሰያትን፣ ናይ ደርፊ፣ ሙዚቃን፣ ሳዕስዒትን ትምህርቲ፣ ጉጅለ ዘመርቲ፣ ናይ ቆልዑን መንእሰያትን ጉጅለታት ተዋስኦ፣ ዕዮ ቅብኣ ስእሊ ወይ ጉጅለታት ድህሰሳ ተፈጥሮን ዘጠራነፈ ከኣ እዩ። ሓበሬታ ብዛዕባ ቀረባት እዋን ምዝንጋዕ ኣብ ዞባኹም ካብ ትነብሩሉ ኮም ክትረኽቡ ትኽእሉ።