ሕማም

መዓዝ ናብ ሆስፒታል ክከይድ ኣለኒ?

መዓዝ ናብ ሆስፒታል ክከይድ ኣለኒ?

መብዘሕቲኡ እዋ እቲ ዝምርምሮም ዶክተር እዩ ናብ ሆስፒታል ክካድ ዝገብር። እዚ ዝግባር ንምርመራን መጥባሕቂ ወይድማ ንሕክምና እዩ። ናብ ሆስፒታል ክከድ ከምዘለዋም ይመዝገቡ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ካርድ ኣርእዩ። ናብ ሆስፒታል ክከድ ቅድሚ ምምዝጋቦም ንእሽቶ መኣልቲታ እቲ ሆስፒታል ኣድላይ ዝኮነ ሓበሬታታት ይልኣከሎም ንኣብነት እንታይ ሓዞም ክመደኡ ከምዘለዋምን ብከመይ መንገዲ ክደለወ ከምዘለዋም ሓበሬታ ይልከሎም።

 

መሰረታዊ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ እቲ ኢንሹራንስ ንሆስፒታል ህክምና ጠቅላላ ዋርድ ይከፈል። ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፈንድ ዝክፈል ኩበር ላዕለዋይ ኢንሹራንስ ዝኮነ ንውልቀዓ ወይድማ ብከፌል ወልቀ ሆስፒታል ሕክምና እዩ። ከፌል ወልቀ ላዕለዋይ ኢንሹራንስ ዳብል ክፋ ዓራት ይወንንዩ። ወልቀ ላዕለዋይ ኢንሹራንስ ነጸላ ክፋሊ እዩ እወንን።

 

ዝተፈላለዩ ዓይነት ሆስፒታላት ኣለው። ብዙሓት ናይ መንግስቲ ሆስፒታላት ኣብ Graubuden ይረከቡ ኣብቲ ሆስፒታል ዶክተራት ምናልባት ናይ ስፒሻሊስት ክሊኒክ ክትትል ዘድልዮም ተኮይኑ ሪፈር ይብሎም