ሓገዝ ኣረጋውንያ ዓድመ

ሓገዝ ኣረጋውንያ ዓድመ

ምስ ኣረግኡ ብከመይ መንገዲዮ ዝሕገዝ ከምኡወን በዓለይ ኪኣለ ምንባር እንተዘይኪኣለ ብከመይ ይሕገዝ?

ትካል Spitalexterne Hilfe und Pflege (Spitex) (ናይ ገዟ ነርስን ክንክን) ከምኡውን ትካላት ኣገልግሎት መግቢ የቕርቡ የቅርቡ። ንኣረጋዊያናት ውዓይ ምሳሕ ይቀርበሎም። ሕሙማትን ዘይንቀሳቀሱ ሰባት ኣብ ገዝኦም ክንክን ይግበረሎም። ምስ Spitex Graubünden ንዝርዝር ሓበሬታ ይራከቡ Spitex ትካላት ኣብቲ ማሕበረሰብ ንቁሕ ምንቅስቃስ ኣለዋሙ። ዘቅርብዋ ኣገልግሎትን ብከመይ ከምዝራከቡ ጸቡቕዩ።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Spitex Verband Graubünden

    ናይ ገዟ ነርስን ክንክንRätusstrasse 227000 Chur081 252 77 22www.spitexgr.ch

Pro Senectute

Pro Senectute ግብረ ሰናይ ንኣረጋውያን ብዙሕ ኣገልግሎታት እዩ ዝህብ። ኣብ ገዝኦም ብዙሕ እዋን ክጸንሑ ይገብር። Pro Senectute ካብ ልዓ 60 ዓመት ዝርከቡ ሰባት ነፃኒቶም ነዓቢይን ጸቡቕ ሕይወት ክህልወሳም ዝሕግዝ እዩ። ኣረጋውያንን ቤተሰቦም ነፃ ሚስጥር ዝሓለወ ምክሪ ይወሃቦም:-

 

  • ናይ ፋይናንስ ጸገም
  • ሕጋዊ ጉዲያት
  • ንውልቃዊ ጸገማት ፍታሕ ምሃብ
  • ንጥፈታት ምዝንጋዕ
  • ምስ መንበሪ ገዛን ርክባትን ዝተሓሓዙ ጉዳያት

 

ምናልበት እዚ ሓገዝ እኹል እንተዘይኮይኑን ወትሩ ዘይቋረጽ ወይ ኣብ ዝኾነ ሰኣት ዝርከብ ሓገዝ እንተደሊኹም ኣብ ቐትሪ ኣገልግሎት ዝህብ ወይ ናይ ጡረተኛታት ገዛ ነዚኦም ጠለባትኩም ከማልኣልኩም ይኽእሉ እዮም።

 

ጡረታ ወይድማ ናይ ገዟ ክትትል ብናይ ሕዚ ኣድራሻ ዝነብሩሉ ይረክቡ። Pro Senectuteor ጂፒ ኣባይ ከምዝረክቡ ይሕግዞም።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Beratungsstelle Pro Senectute Graubünden

    Pro Senectute Graubünden ማእኸል ምኽሪAlexanderstrasse 27000 Chur081 252 75 83www.gr.pro-senectute.ch