ጥዑይ ናብራ

ብዛዕባ ወልፊ ዝወሃብ ምኽሪ

ብዛዕባ ወልፊ ኣገልግሎት ምኽሪ ዝረክበሉ ቦታ ኣበይ እዩ?

ሰባት ንብዙሓት ወልፍ ክተሓዙ ይክእሉዮን ኣልኮል ሸጋራ ወይድማ መድሓኒት ከም መከላከሊ ቋንዛ ናይ ድቃሶ መድሓኒት ወይድማ ናይ ርክብ ስጋ ከምኡው ናይ ስራሕ ምስራሕ ምግቢ ቁማር ወይድማ ናብ ዓዳጋ ምኻድ ወልፍ ወይድማ ናይ ዘይሕጋዊ ሓሸሸ ከም ከናቢስ ኩኬይን ሄሮይን ወልፍ ክሕዞም ይክኣልዩ።

 

ወልፍን ሓሾሸ ኣብ ኣእምሮን ኣካል ጉደኣት የምጾእ። ወልፍ ሓሽሽ ድማ ኣብ ጥቀኦም ዝርከቡ ኹሎም ሰባት ጸገሞ ይፈጥረሎም ዝሓዞም ወልፍ ከይፋለጥዋ ነዊሕ እዋን ይጸንሓዮም ዋላኻ እንተተቀሙ ከይነግርዋም ይክእሎዮም። ስለዚድማ ካብ ስድራ ቤት ወጻኢ ዝኮነ ናይ በዓል ሞያ ሓገዝ የድልየምዩ።

 

መብዛሕቲኡም ሰባት ወልፍ ዝሓዞም በዓሎም ካብቲ ሰኡስ ክወጸኡ ኣይክእሉንዮም። ናይ ወልፊ መማከሪ ምስ እስፒሻሊስት ብምርከዳብ ሓድሽ ኣቀራረባ ከርእምዩ፡ ከምኡውን ጉድኣት ዝበደሓምን ስድራ ቤቶም ሓገዝን ድጋፋ ይህቦም።

 

እዚ ስራህቲ ምምካር ብነፃ ዝወሃብዩ ከምኡወን እስፔሻሊስት ዋኖም ብሚስጥር ናይም ሓዝ ሓላፊነት ኣለዋ። ናይ ስፔሻሊስት ኣድራሻ ኣብ ቴሌፎን ዲክስነሪ ክረክብዋ ይከእሉዮም። ወይድማ ዶክተሮም ሪፈር ክብሎም ይክእልዩ።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Kantonales Sozialamt Graubünden

    ናይ Graubünden ካንቶን ናይ ማሕበራዊ ውሕስና ቤት ጽሕፈትGrabenstrasse 87000 Chur081 257 26 54www.soa.gr.ch
  • Beratungsstelle Blaues Kreuz Graubünden

    ናይ ጂኣር ብሉ ክሮስ ምኽሪ ዝህብ ማእከልAlexanderstrasse 427000 Chur081 252 43 37www.blaueskreuz.gr.ch