ጥዑይ ናብራ

ጸገም ሕሉፍ ክብደት

ብዛዕባ ጸገም ክብደተይ እንታይ ክገብር ኣለኒ?

ልዓሊ ክብደት ወይድማ ትሕቲ ክብደት ድዮም? እቲ ናይ መጀመሪያ ብርኪ ብቀዳምነት ባሕሪያት ኣመጋግባን ናይ ሕይወት ሜላ ክለሳ ይገበሩ። ወይድማ ዶክተሮም ምክሪ ይሕተቱ። ምንቅስቃሳት ዶክተሮም ወይድማ መብርሒ ፋርማሲ ስለ ጥዕንኡ ዝሓለወ ኣመጋግባን ብዝተቀመጠ በራሪ ወረቀት ሰሓበሬታ ይህቦም ሓደ ሓደ ናይ ካንቶናል ሆስፒታሊትን ክሊኒክ ኣብ ስለ ልምዓ ምግቢ ምክሪ ይህቡዮም። እዚይ መሰል ምክሪ ዝክፈል ዋና ናይ ጥዕና ኢንሹራረስ ፈንድ ዝሸፋኖ እንተኮይ ይሕደተቱ። እኹል ዝኮነ ምንቅስቃስ ከም ጥዕንኡ ዝሓለወ ምግቢ ጠቃሚ እዩ።

 

ኣብ ወሸጢ ስዊዘርላንድ ስለ ካብ ክብደት ንላዕሊ ቆልዑትን መናእሳይ ፕሮግራም ኣሎ። ናይዚ ፕሮግራ ዋና ዓላማ ጥዕንኡ ዝሀለወ ክብደት ንምምጸእ እዩ።