ስለ ዘይሕጋዊ ስራሕ ቁጻር እንታይነት

ስለ ዘይሕጋዊ ስራሕ ቁጻር እንታይነት

ስለ ዘይሕጋዊ ስራሕ ቁጻር እንታይነት

ሰባት ሓሓሊፉ ብዝስራሕ ስራሕ ንኣብነት፡ ጽሬት፡ ክንክን ቆልዑ፡ ናይ ገዛ ሰራሕተኛ ከምኡውን ኣትክልተኛ ዝኣመሰለ ስራሕ ከም ወግዓዊ ስራሕ ስለዝረአ መጀመርያ ናይ ስራሕ ፍቓድ ካብ ናይ ደቂ ወጻኢ ጉዳይ ዝከታተል ፖሊስ ምውጻእ የድሊ ብተወሳኺ ውን ኣብ ሰብ መዚ ማሕበራዊ ድሕነት ምምዝጋብ የድልዮ/ያ፡፡ እዚ እንድሕር ዘይተማሊኡ ግን እቲ ስራሕ ዘይሕጋዊ እዩ፡ ብተወሳኺ ካብ ስራሕ ምውጻእ፡ ሓደጋ እንተጋጠመ ውሕስነት የብሉን፡፡