ናይ ስራሕ ቁጽር ሕጊ

ናይ ስራሕ ቁጽር ሕጊ

ስለ ስራሕ ቁጽር ሕጊ ኣበይ ክረክብ ይኽእል?

ናይ ስራሕ ቁጽር ሕጊ መሰልን ግዴታታት ስራሕ ቆጻሪን ተቆጻሪን ይቆጻጸር (የመሓድር):-

 

  • ናይ ስውዝ ናይ ፌደራል ሕጊ ስራሕ ቁጽር (The Swiss Federal Statute on Employment (Arbeitsgesetz) (ኣጠቃላሊ ኣብ ስራሕ ቦታ ናይ ጥዕናን ድሕነት ኣብ ስራሕ ሰዓታት፣ ዕረፍቲ ሰዓታት ናይ መናእሰይን ነፋስ ድርን ኣብ ምጥባው ጡብ ዝርከብ ኣዴታት)
  • ናይ ስዊዝ ሕጊ ግቡዓት (Obligationenrecht) (ናይ ውልቀ ሰባት ውዕሊ ስራሕ ቁጽር ሓፈሻዊ ውዕሊ ስምምዕ መደበኛ ናይ ስራሕ ቀጽር ውዕሊ)
  • ናይ ስዊዝ ሓደጋ ውሕስና መምርሒ(Unfall versicher ungsgesetz) (ኣብ ስራሕ ከይዲ ጥዕናን ድሕንነትን)

 

እዚ ዝተቀመጠ ናይ ስራሕ ቁጽር ንኩሎም ኣብ ስዊዘርላንድ ዝስርሑ ናይ ወፃኢ ዓዲ ዜጋታት ኮነ ካብ ስዊዘርላንድ ናይ ስራሕ መሳርሕቲ ተግባራዊ ይግበር

መጋጠሚታት (ሊንክ